December 25, 2025
ምልክታ ስራሕ
ትካልና ትግራይ ዩዝ ኢምፓወርመንት ሶልሽን(TYES) ኣብ ስራሕቲ ግብረ-ሰናይ ዝተዋፈረ ትካል ኮይኑ ዋርድያ ኣወዳዲሩ ብጊዝያዊነት ክቆፅር ይደሊ፡፡
ናይ መመዝገቢ ረቋሒታት
ኣብ ታሕቲ ብዘሎ ኣድራሻ ክትምዝገቡ ትክእሉ ኢኹም
ኣድራሻ
ከተማ፡- ኣብ ሕድ ሕድ ፕሮጀክትታት ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ትየስ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ንመኮኒን ጨርጨርን ተወዳደርቲ ስልኪ 0921884692/0967372381 ምሕታት ይከኣል
Dead line:December 31, 2025
Apply