Carriers

December 25, 2025

ምልክታ ስራሕ


ትካልና ትግራይ ዩዝ ኢምፓወርመንት ሶልሽን(TYES) ኣብ ስራሕቲ ግብረ-ሰናይ ዝተዋፈረ ትካል ኮይኑ ፅሬት ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብጊዝያዊነት ክቆፅር ይደሊ፡፡

ምልክታ ስራሕ

ትካልና ትግራይ ዩዝ ኢምፓወርመንት ሶልሽን(TYES) ኣብ ስራሕቲ ግብረ-ሰናይ ዝተዋፈረ ትካል ኮይኑ ፅሬት ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብጊዝያዊነት ክቆፅር ይደሊ፡፡

ናይ መመዝገቢ ረቋሒታት

• ብርኪ ትምህርቲ፡ - 6ይ ክፍሊን ልዕሊኡን(ምፅሓፍን ምንባብን ዝኽእል)

• በዝሒ፡- 8

• ናይ ስራሕ ቦታ፡ መኮኒ፣ ኣላማጣ፣ኮረም፣ ዛታ፣ ኣድዋ፣ጨርጨር፣ዛታ፣አሕሳኣ

• ኩነታት ቁፃር፡- ግዝያዊ ካብ ጥሪ 01/2018 - ታሕሳስ 30/2019 ዓ. ም

• ስራሕ ልምዲ፡ ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ኣብ ናይ ዋርድያ ስራሕቲ ዝሰርሓ እንተዝኸውን ይምረፅ

• ወርሓዊ ዝተፃረየ መሃያ፡- ብናይ ትካል ስኬል መሰረት

• ናይ ምዝገባ እዋን፡- ካብ 16/04/2018-22/04/2018 ዓ. ም

ኣብ ታሕቲ ብዘሎ ኣድራሻ ክትምዝገቡ ትክእሉ ኢኹም

ኣድራሻ

ከተማ፡- ኣብ ሕድ ሕድ ፕሮጀክትታት ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ትየስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ንመኮኒን ጨርጨርን ተወዳደርቲ ስልኪ 0921884692/0967372381 ምሕታት ይከኣል


Dead line:December 31, 2025

Apply